Dual Language Book
This book is available in both Tigrinya and English. It is not uncommon parents to be proficient in a language while the children may not be; however, this should not hinder the enjoyment of stories.
Our primary focus is to promote a love for stories, languages and the learning process.
መጽሓፍ ቅዱስ ንህጻናት - ናይ ሓዲስ ኪዳን ታሪኻት (Tigrinya & English)
Rating is 4.0 out of five stars based on 4 reviews
£17.00Price
ካብ ልደት ጐይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ክሳዕ ዳግማይ ምጽኣት ዘለዉ ናይ ሓዲስ ኪዳን ታሪኻት፤ ብትግርኛን ኢንግሊሽን።
ዛንታታት ሓዲስ ኪዳን፤ ብማረኽቲ ስእልታትን ጽሑፋትን ተሰንዩ ህያው ኰይኑ ኣሎ።
ደቅና ነዛ መጽሓፍ እዚኣ ክረኽብዋ ከለዉ ብዛዕባ ህጻን ኢየሱስ፣ ኢየሱስን ህጻናትን ካልኦትን ዝገልጹ ዛንታታት ክመሃሩን ከስተማቕሩን ኢዮም።
ናይ ነፍሲ-ወከፍ ዛንታ ትርጉም ብኢንግሊሽ ስለዘሎ ድማ ነቶም ዛንታታት ብዝሓሸን ብዝቐለለን መንገዲ ክርድእዎም ክኽእሉ ኢዮም።
Reviews
ሰላም ከመይ ኣለኻ/ኣለኺ. እዛ መጽሓፍ ብጠዓሚ ጽብቕቲ እያ order ክገብራ ደልየ payment ኣቢኒ.ኣብ Netherlands ይቕመጥ ኣነ ተለፎን ሃበኒ ክድዉል pleas Thank you
Selamkum ybzah
Eza metshaf adignaya alena, eta kedameyti azya eya hagizatna banana ngualnan. Kale bzuh ketedalwo ntsfo.
Yeqenylena
ሰላም ኣዳለውቲ ብራና።
ብጣዕሚ ኢና ነመስግን፤ እተን ቀዳሞት መጻሕፍቲ ንደቅና ኣዝየን ኢየን ሓገዝትን መሃርትን ኮይነን ረኺብናየን። ንሕና ከይተረፈ ተማሂርናለን።
እዛ ናይ ሓድሽ ኪዳን ውን order ገይርናያ ኣለና።
ደጊማን የቐንየልና፤ ኣምላኽ ስራሕኩም ይባርኽ።
Kedameyti nay bluy kidan deqey azyom fetyoma. Hji dma order gerna alena. Btaemi blu'ts srah eyu.
Tebareku