HOME
Books - Shop
DISTRIBUTORS
CONTACT US
More
ዛንታታት ብሉይ ኪዳን፤ ብማረኽቲ ስእልታትን ጽሑፋትን ተሰንዩ ህያው ኰይኑ ኣሎ።
ደቅና ነዛ መጽሓፍ እ ዚኣ ክረኽብዋ ከለዉ ብዛዕባ ኣዳምን ሄዋንን፣ ኖህ፤ ዳዊት፤ ኣስቴር፤ ዮናስን ዓቢይ ዓሳን ካልኦትን ዝገልጹ ዛንታታት ክመሃሩን ከስተማቕሩን ኢዮም።
ናይ ነፍሲ-ወከፍ ዛንታ ትርጉም ብኢንግሊሽ ስለዘሎ ድማ ነቶም ዛንታታት ብዝሓሸን ብዝቐለለን መንገዲ ክርድእዎም ክኽእሉ ኢዮም።